ኣብ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ሎሚ ዓርቢ ጀሚሮም ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ፈላማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ...
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንመምርሒታትን ኣገባባትን እቲ ቦርድ ኣይተኸተለን ብምባል ንሰለስተ ኣዋርሕ ድሕሪ ዘንበሮ ክልከላ፡ ቤት ጽሕፈት ህወሓት ሎሚ ምላሽ ...
ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ቀረባ ዝወሰዱዎ ውሳነን ብኽልቲኡ ወገን ክህሉዎ ዝኽእል ረብሓታትን ስክፍታትን ንኸፋሉና ክልተ ክኢልታት ሕጊ ኢና ኣዘራሪብና። ኣጋይሽና ዓወት ልጃለም ካብ መቐለ፡ ኢሳያስ ...
ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ድሕሪ ምንባሩ፡ ቻይና’ውን ኣብ ዝተወሰኑ እትዎት ንብረት ኣመሪካ ወሰኽ ኣዊጃ ኣላ። እንተዀነ ብቻይና ዝተነብረ ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
ድሕሪ ስምምዕ ክልተ ሃገራት፡ ንዶባት ኣመሪካን መክሲኮን ንምሕላው ዝተቐረቡ ሓለውቲ ዶብ ሰራዊት መክሲኮ ናብ ኤልፓሶ ቴክሳስ ተጸጊዖም ዓስኪሮም ኣለዉ። እዞም ብዓበይቲ መካይን ኣብቲ ቦታ ዝራገፉ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ መዝነት ካብ ዝምለሱ ንኻልኣይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘካይዱዎ ርክብ ምስ መራሒ ወጻኢ ሃገር፡ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ጃፓን ሺገሩ ኢሺቢ ተራኺቦም ከም ዝዘራረቡ ኣገልግሎት ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮ፡ ካናዳን ቻይናን ዝኣቱ ንብረት፡ ብቐዳም ወሰኽ ግብሪ ገይሮም ኣለዉ። ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ፡ ኣብ እዋን ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ካናዳን መክሲኮን ዝኣቱ ኣቑሑ 25 ሚእታዊ፡ ኣብ ልዕሊ ካብ ቻይና ዝኣቱ ንብረት ድማ ናይ 10 ሚእታዊ ቀረጽ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ንክትግበር ቀዳም ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፍልልያት ብምርድዳእ ክፍታሕ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ”ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ!” ብዝብል ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተረኽቡ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃይማኖት ኣብቲ ዝተዳለወ ስነ-ስርዓት ጸሎት ድሕሪ ምብጻሕ ንምእመናንን ንተዋጋእቲ ወገናት እታ ሃገር ...